1 ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ
2 ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት
3 ንናይ ህንፃ መሳርሒን መፀጋገንን ንብረታት
4 ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታትን
5 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን
4 ናይ ከፍቲ ቀለብ ፍሪስካ
7 ሑፃን /ሓሸዋን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም
1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ( ዘሐደሰ) ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
3 ዘመኑ ዘይሐለፎ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን መፀጋገኒን ንብረታት :ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት: ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ቆወምቲ ንብረታት ሑፃ /ሐሸዋን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ሓምለ ዲክለሬሽን ዝገበረን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
5 መክብሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቆወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 5000: ፅሬት መሳርሒ ብር 1000 ንናይ ህንፃ መሳርሒ መፀገንን ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብር 10000 : ንሑፃ /ሐሸዋ ብር 8000 :ንፍሩስካ ብር 2000 ብስፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝ
6 ጨረታ ዝዝርገሐሉ ዕለት 29/12 /2007 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /1 /2008 ዓ/ም ሰዓት 500 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 530 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት
7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5ተ ዕፋንምምርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 30 :ንፅሬት መሳርሒን ንናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ብር 20 :ንናይ ህንፃ መሳርሒ መፀጋገንን ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብሓባር ብር 50: ንሓሸዋ/ ሑፃ ብር 40: ንፍሪስካ ብር 20 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ
8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል
9 መቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል