ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ሰርቲፊኬት ዘለዎ፣ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ዘሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

2 ተጫረቲ ዋጋ ብቁፅሪን ብፊደልን ከቅርቡ ኣለዎም።እቲ ዋጋ ታከስ ዘካተተን ዘየካተተን ምዃኑ ክርኣ ኣለዎ።

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን ዝኾነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2011ዓ/ም ተወሳኺ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ዓይነት ዝሓዘ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ሰዓት ስራሕ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈት DRDIP እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 01/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/05/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ።

6 እቲ ጨረታ 16/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፀዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ እንተዘይተረኸቡ እውን ናይ ጨረታ ሕጊ ዘማልአ እንተኾይኑ እቲ ጨረታ ይኽፈት።

7