ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

  1. ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ናይቀረባ ወርሒዲክለር ዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/   መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት26/ 12/ 2007 ዓምክሳብዕለት 04/01/ 2008 ዓ/ም  30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/  ብ CPO ወይብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት 04 /01 /2008 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860/ 0914749895  ምርካብይካኣል::