በዚመሰረትኣብዚጨረታክትወዳደሩእትኽእሉሕጋዉያንተጫረቲ
1 ኣብቶም ዝተዘርዘሩ ዘፈራት ንግዲ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀትዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም ኮይኑ ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ክትሳተፉ እትክእሉ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ክከዉን አለዎ::
2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ/ቲን /ካርድዘለኩምዝተሐደሰናይመቀርባይንትካርድ
3 ብዜካ አብ ፅሬት መሳርሒ ኣብ ካልኦት ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቨት/ዝተመዝገብኩምን/ ሰርተፊኬት ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ ናይወርሓዊ ዲክሬሽ ንናይዝሐለፈ ወርሒ /ሐምለ / መረዳእታክተቕርቡ እትክእሉ ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትናከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላእካብዕለት 25/12/2007 ዓ/ም ክሳብዕለት 4 /1/ 2008 ዓ/ም ዋንኡንኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዘተዳለወ ናይጨረታ ሳፁንምእታዉይከኣል:;
4 ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 4 /1 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ድማተጫረቲወይድማሕጋዊወኪሎምአብዘለዉሉይኽፈትተዘይሃለዉንኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፖስታብስርዓትይኽፈትንይግምገም::
5 ተጫረቲቅደሚጨረታምኽፋቱመኽበሪጨረታዝኽዉን
- ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ መኪና ፅገና አገልግሎት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
6 ተጫረቲዘቕረብዎናይመወዳደሪጨረታሰነድማህተምንፊርማንበዓልዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾኑንተቐባልነት አይህልዎን::
7 ሰዓራይኮይኑዝተረኸበተጫራቲሰዓረይምኮኑካብ ዝተነገረሉ ኣብዉሽጢ 3ተናይሰራሕመዓልቲ ዉዕሊእንተዘይአሲሩ ዘተሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲካዝና አታዊ ይኽዉን::
8 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኺቡእቲጨረታብኽፋልይኹን ብሙሉእናይምስራዝ መሰሉሕሉዉእዩ::
ንተወሳኺሓበሬታ
ብስ/ቁ 0344430357ምሕታትይከአል: