ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል፤ ሰነድ ጨረታ 50.00 ክዕድግ ዝኽእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

3 እዚ ጨረታ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-220126 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።