ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

 1 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኮረም ብምዃድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 15/014/2011 ዓ/ም ክሳብ 01/05/2011 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዃድ ምዉሳድ ይክእሉ።

2 እቲ ጨረታ ዕለት 01/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት።

3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-510258/ 0345-510562 /0925-449749 0914-786225