ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ምምሕዳረን ክተቅርቡ ንዕድም።