ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA)

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ንብረታት ዘገልገሉን ሓድሽን ባህርዛፍ ቆርቆሮን ብጨረታ አወዳዲሩ ክትሽይጥ ትደሊ

1 ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳእታ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን

2 እዚ ጨረታ ካብ 12/12/2007 ዓም ክሳብ 18/12/2007 ዓ/ም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 18/12/2007 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ንጎሆ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ይክፈት

3 ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ዝርዝ ጨረታ ሰነድ ብር 20 (ዒስራ ብር) ብምክፋል ካብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ምዉሳድ ይካኣል

5 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ዝወስድ

6 ተወዳደርቲ ጨረታ መክብሪ ብ CPO ብስም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ወይ ብጥረ ገንዝብ 500 ብር ከትሕዙ ይግባእ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345591489 /0914138905 ምድዋል ይካአል እዩ

 

ተቁ

 

ዓይነት ኣቕሓ

 

መዐቀኒ

 

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ንጠቕላላ ዋጋ

 

መብርሂ

ብር

ሳንቲም

ብር

ሳንቲም

1

ቆርቆሮ ዘገልገለ

ብጅምላ

 

 

 

 

 

አብቲ ቦታ መፂእካ ብምርኣይ

2

ባህርዛፍ ሓድሽን ዘገልገለን

ብጅምላ

 

 

 

 

 

አብቲ ቦታ መፂእካ ብምርኣይ