ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን

1 ንመኸበሪ ንሕድሕድ ሰነድ 5000.00 ብሽም ኤጀንሲና ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ እናኸፈሉ ምውሳድ ይከአል።

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይዕፀው። 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-40057 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።