ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን

1 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ንብረትን ናይ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕፀው። 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።