ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይዕፀው። 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400177 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።