ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም 11:30 ቅ.ሰዓት ተዓፅዩ ኮይኑ እቲ ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 3:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።