ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

ሪጋ

ዓይነት ስፔር ፓርት

ሞዴል

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ናይ ፎቶ ኮፒ ድራም ዩኒት

Canon 1R-2202

ቁፅሪ

02

2

ናይ ፎቶ ኮፒ ድራም ዩኒት

Keyocera teskalifa221

ቁፅሪ

01

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 10:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።