ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ  ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ መስከረም ወርሒ 2011 ዓ/ም ዲክላርሲዮን ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ናይ 2011 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ብር 10,000.00 ከቅርብ ዝክእል

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

7 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

8 እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምዃኑ ይሕብሩልና።

9 አብቲ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

10 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

11 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚኢቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::

12 ቤት ት/ት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 15/03/2011 ዓ/ም 4:30 ይኽፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይካኣል እዩ