ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 እታ ትጭረት ታክሲ መበገሲ ዋጋ ብር 42250 (ኣርባዓይ ክልተይ ሽሐይ ኽልተ ሚኢቲይ ሓምሳይ ቅርሺ) ኮይኑ ተጫረቲ ካብ እተቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕሰና መኸበሪ ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ካብ 2% ዝነኣሰ ዘትሓዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምዃኑ ፤

2 ነታ ታክሲ ትዕድግሉ ዋጋ ዘሓዞ ብፖስታ ( ብሽምዒ) ተዓሺጉ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ 16 ቀበሌ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/03/2011ዓ/ም  ጀሚሩ -10/03/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 6 ዘሎ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይኸውን።

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/03/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ኣብ ንኡስ ዘፈር መቐለ ደቡብ 16 ቀበሌ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ  እንትዘይተረኺቦም ውን ዘማልኡ ተኾይኖም ይኽፈት እዩ።

4 ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እታ መኪና ኣብ  ደደቢት ዋና ቢሮ ዓዲ ሓቂ ግቢ ስለእትርከብ ክርኢ ዝደሊ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምምፃእ ክትሪኡ ትኽእሉ ኢኹም፤

5 መሸነፊ ናይ ሽም መዛወርን ግብርን ባዕሉ ከኸፍል ዝኽእል፤

6 ጨረታ ተራእዩ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅላላ ዋጋ ከፊሉ እታ ታክሲ ከወስድ ዝኽእል፤

7 እቲ ተካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ብር እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሰድ ይከኣል።

ንተወሳኪ ሓበሬታ-0344-415475 ምድዋል ይከኣል።