ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት አተመልኡ ተወዳደርቲ ንክትጫረቲ ንሕብር

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/፣ ዝተሐደሰ መቅረባይነት :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክብሪ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል:

3 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ሰዓራይ ምዃኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/02/2011 ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 11/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻና ጥቃ ትራፊክ መብራህቲ ዓዲ ሓዉሲ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል