ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት
1 ተጫረቲ 50000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ምስቲ ሰነድ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎም
2 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክራይ ንሐደ ሰዓት ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክከዉን ይግባእ
3 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ዋናን ቅዳሕን ፍቃድ መዘወሪ ማለት እዉን ሌብሬ ከቅረቡ አለዎም
5 ተጫረቲ ዝመልእዋ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ቤት ዕዩ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
6 ዝሰዓረ መቅረባይ ዘቅርቦ ሃፍ ክሬን ነቲ ቅድም ኢሊ ዝተጠቀሰ እስፔስፊኬሽን ማለት እዉን ዝርዝር ረቆሒ መሰረት ምካኑ
7 ብናይ እቲ ትካል በዓል ሞያ ዝርዝር ኢንስፔክሽን ተካይዱ ምስ ተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ዝክእል
8 ምስናይ ትካልና ስራሕቲ ተኣሳሲሩ ንዝህለዎም ናይ ነዳዲ ወፃኢ ብትካልና ይሽፈን።
9 እቲ ጨረታ ካብ 22/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ።
10 እቲ ጨረታ 11/03/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 8:30 ይክፈት።
9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ