ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ስለዚ መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ (ከስፊ) ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 16/2/2011 ዓም ክሳብ 26/02/2011 ዓም ሰዓት 8:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/02/2011 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:20 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ሰሪሖም ምስ ኣጠናቐቁ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ንብረት ክፍሊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ የእትዉ

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138