ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ መኪና ኣቁሑትን ንዝትሳተፉ ትካላት ናይ 2010 ዓ/ም ን ፍቓድ ዘሐደሰ ቁፅሪን መቅረባይነት ዘለዎ ምዝጉባት ዝኾኑ ድማ ብተወሳኪ ናይ መረዳእታ ናይ ነሓሰ ወርሒ 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገብሩሉን ክኾኑ ይግባእ፣

2 ኣብ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ንዝሳተፉ ትካላት ናይ 2010ዓ/ም ን/ፍቃድ ዘለዎ ቲን ቁፅሪን ፣መቅረባይነት ዘለዎን ዘሐደሰን ከኾኑ ይግባእ፤

3 ተጫራቲ ዘትሐዝዎ መኽበሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብር 3000 ብሲፒኦ፣ ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 2000 ንናይ ርት መሳርሒ ኣቅሑት ብር 500.00 CPO ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ ትኽእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኾይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ንኡስ ከየዲ ስራሕ ዕደጋ ይኽፈት።

6 ጨረታ ወፃኢ ካብ ዝቓለሐሉ ዝልጠፈሉ ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቕሓ /ስፐስፊከሽን/ ኾይኑ ካብ ዕለት 08/02/2011 ዓ/ም እስካብ 23/02/2011 ዓ/ም ሰነድ ምስተገዝአ ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምንፃር ብክልተ ፖስታ ከቅርቡ ዝግበእ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

7 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1 /Block/ ኣብ 1ይ ደብሪ ዳይሬክተራት ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን እዩ

7 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፈል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ