ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ምልክታግልፂጨረታቑፅሪ  07/2007 ዓ/ም

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

3  ንተወሳኪእሴትታክሲ /VAT ዝተመዝገበ  VAT ምዝገባሰርቲፊኬትን ናይ ሚያዝያ / ግንበት 2007 ዓ/ም  VAT ድክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል:;

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስ ኽር ወረቐት ሓደ ኮፒን  ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪ እቲ ዝድለ ሕተመት ብናይባዕሉመጎዓዝያነዚ ተባሂሉ ዝተመደበ ቦታ ከረክብ ዝኽእል::

6  ተጫረቲን ዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታ ንዘለዉ ዝርዝር ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00  /ሓምሳ ቅርሺጥራሕ/   እናኸፈለ ካብ ቢሮ ትልምንፋይናንስን ከይንብረትምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ካብ  09 /10 /2007 ዓ/ም ክሳብ  24/ 10/2007 ዓ/ም  ኣብዘሎግዚያትኣብናይስራሕሰዓት ብኣካልብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::

7 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪ ሰነድጨረታ ብር /3000.00/ ሰለስተሽሕ ብር ጥራሕ ብሽም ቢሮትልምን ፋይናንስን  / Bureau of plan & finance / ብ CPOወይብስቲፋይድቼክዉይድማ ብጥረገንዝብናብዝተዳለወናይቢሮናጨረታሳንዱቅ ወይድማጨረታቅደሚምክፋቱከቅርብዝኽእል::

8 እቲጨረታዕለት  24 /10 /2007  ዓ/ም ልክዕሰዓት 4:00  ንጎሆተዓፅዩበቲዕለትሰዓት  4:30 ንጎሆኣብቢሮትልምንፋይናንስንከይዲንብረትምም/ርንቢሮቑፅሪ  2-19 ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣበዘለዉሉይኽፈት::

9 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

10 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ  20 %  ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::

11  ሰዓራይእቲዘቕርቦ ሕትመት ብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸዉን::

13  ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ   03444105291/ 0344407381 ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑንሕብር::