ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

ኣብዚ ኣብዚ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ከማልኡ ኣለዎም።

1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ ኣለዎም።

2 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ

3 ናይ 2010ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን/ታክስ መኽፈሊ ቁፅሪ (ቲን ናምበር ቫት) ተመዝገብቲን መቅረባይነት ከቅርብ ዝኽእል

4 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 28/01/2011ዓ/ም -15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ዘይምለስ 100ብር ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምውሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት 9:30 ድ/ሰዓት እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-452174 ምሕታት ይከኣል።