ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን መረዳእታ ዘለኩም

3 መኸበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒ 16000.00(ዓሰርተ ሽድሽተ ሽሕ ቅርሺ)፣ንፅሕፈት መሳርሒ 5000(ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ) ንኤሌክትሪክስቲ 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ) ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ ይግባእ

4 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቅርቡ

5 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 30/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 14/02/2010 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን አታዊ ትክእሉ

6 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 900 ይክፈት።

7 ናይ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ

8 ብባህርኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሓደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510749/0345510026/0345510028