ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ

1 ናይ 2011 ዝተሓደሰ ሕጋዊንግዲፍቓድንመቕረብቲሰርትፍኬትንቅዳሕከቅርብዝኽእል

2 ናይመለለይቁፅሪ / Tin/ ን VATንሰርቲፊኬትኮፒንከቅርብዝኽእል

3 ተወሳኺአሴትታክስተመዝጋቢዝኾነንተወሳኺእሴትታክስዘመዝገብሉመረዳእታከቅርብዝኽእል ኣብ ግብሪ ኸፋላይ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

4 ተጫረቲናይጨረታሰነድመኸበሪንነብሲወከፍሰነድጨረታ ንኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ 4000.00 ቅርሺ፣ መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 ቅርሺ ፣ Building Electrical installation 4000.00 ቅርሺ፣ህንፃ መሳርሒ 4000.00ቅርሺ፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000.00 ቅርሺ፣ መሳርሒ ዕንፀይቲ 4000.00፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን 3000.00፣ ሕትመት 1000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ኣለዎም።

5 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓኒን መራገፊን ናብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ከቅርቡ ኣለዎም።

6 ናይመወዳደሪሰነድስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንማህተምንፊርማንዘለዎክኸውንይግባእ።

7 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዕ ከጭበርብር ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።ዝደንገጎ ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

8 ተጫረቲ ድሕሪ ሰነድ ጨረታ ኣይወዳደርን ምባል ኣይከኣልን እንተይሎም ውን ዘትሓዝዎ ሰነድ ጨረታ ኣይምለሰሎምን።

9 ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝባኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ክፀሓፈሉ ኣለዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 15 መዓልቲ ይኸውን።

10 ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ 25/01/2011 ዓ/ም -03/03/2011 ዓ/ም ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ 50.00 ቅርሺ እናኸፈልካ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል።

11 እቲጨረታ 03/03/2011 ዓ/ምሰዓት 4:30 ተዓፅዩብተመሳሳሊሰዓት 5:00 ተጫራቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብዘለዉሉይክፈት::

12 ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኺሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0343-400345 0930-910263/0914-161699 /ደዊልካምሕታትይከአልእዩ።