ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 22/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ /CPO/ ወይ ድማ ብሰርቲ ፋይድ ቼክ ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር / ከትሕዝ ዝኽእል ትክእል::
4 እቲ ጨረታ ዕለት 22/01/2011 ጀሚሩ ዕለት 06/02/2011 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::

5 ጨረታ ዕለት06/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::

6 ነቲ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክተእትዉ ንሕብር

9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::