ኮሌጅ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ፖሊዮ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ መጋዘን ኣታዊ ዝገብር

4 ብዘይካ ንፅሬት አቅሑ ንዝተረፉ ቫት ዝተመዝገቡ ክኸውን ኣለዎ

5ንመኸበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ 2000.00 ብር፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑ300.00 ብር ፣ ንዝተረፉ 3000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

6 ዝተዳለወ ዶኩመንት ካብ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 104 ምወሳድ ይከኣል

6 ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ዋጋ መሊኦም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትው ይኽእሉ።

7 እዚ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 3:30 ይኽፍት።

8 ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ 29/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411014 ምድዋል ይከኣል።