ሆስፒታል ዓድዋ

ዝዕደጉ ዝርዝር ኣቅሑትን ግልጋሎትን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት መሳርሒታት ሕትመት: ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅገና ኤሌትሪክን ህንፃን :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ስረቪስ መግበሪ ጋራጅ :ዝተፈላለዩ ቅመማ ቅመም ምግቢ ምስፋይ ዝተፈላለዩ ደንቢ ከዳንን ሲቪሲ መሽን ፅገናን

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ምስክረ ወረቀቅ መቅረባይነት ዘለኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ደጋፊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ዝክፈት ይከዉን

5 ካሊእ ተወሳኪ ዝርዝር ካብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ትክእሉ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል