ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ 2010 ን 2011 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም 

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም 3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ ወይ ድማ ነሓሰ 2010 ዓም ሒሳብ ዘወራረድኩም 

5 ተጫረቲ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 3 13 2010 ዓም ክሳብ 8 01 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ምግዛይ ይክእል 

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 500 ቅርሺ ምድብ 2 መሳርሒ አዉቶ 3000 ቅርሺ ምድብ 3 አቁሑት ኤለከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ አቁሑት ኤለክትሪክ 5000 ቅርሺ አቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ መሳርሒ ሓፂነ መፂን 5000 ቅርሺ አቁሑት በሪን ሰርቨይን 3000 ቅርሺ ንንፍስወኮም መሳርሒ ኮንስትራክሽን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት 

8 ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይ ተረኪቦም እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን 

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345545632