ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

6 መክበሪጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ 6000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ንዝተረፉ ዘፈራት ድማ 2000 ቅርሺ ብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝዝክእል

7ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓም ሒሳብ ዘቅርብለኩም መረዳእታ ክተቅረቡ ትክእሉ 

8 ሰዓራይኣካልጨረታካብዝሰዓረሉዕለተጀሚሩኣብ 5ተ ናይስራሕመዓልትታትዉዕሊክኣስርዝክእል

9 ሰዓራይኣካልኣብቲዝሰዓሮ 20 ሚኢታዊእቲኮሌጅምዉሳክወይድማምቅናስዝክልይከዉን 10 ኣብዝወፀጨረታሰነድወይመምርሒስርዝድልዝእንተሃሊዎካብጨረታወፃኢከምዘግብርምካኑ 11 ሰነድ ጨረታ ንአቁሑ ኤሌክትሪክ ንህንፃ መሳርሒ ንአዉቶሞቲቭ ንኣይቲ ንፅሕፈት መሳርሒ ሞተር ሳይክል 50 ቅርሺ ብምክፋል ንዝተረፉ ድማ 20 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል 

12 ምልክታ ካብ 30/12/2010 ዓም ጀሚሩ ካብኮሌጅቴክኒክንሞያንዓዲጉዶም ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፀሪ 8 ኬዝ ቲም ምዉሳድትክእሉ 13 ብተወሳኪስርዓት ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ255 /2007 ተፈፃሚይከዉን 

14 ሰዓራይኣካል ዝሰዓሮ ንብረትብናይባዕሉመጋዕዝያናብኮሌጅቴክኒክንሞያንዓዲጉዶም ንብረት ክፍሊ ከረክብ አለዎእትመልእዎዋጋሰዓራይክሳብዝፍለጠ 40 ናይስራሕመዓልቲክፀንሕከምዝክእልብፊርማኩምክተረጋጉፁትክእሉ

15 ሳንዱቅጨረታ 10 መስከረም 2011 ዓምሰዓት 3፡30 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4፡00 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት ተጫረቲ ብዛይ ምርከቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጎጎልን

16 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ኣብናይ መንግስቲ እግድ ዘይብሎም ይከዉን ንተሳኪ ሓበሬታ 0344370592 ወይድማ 0914024310