ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን 

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 09/01/2011 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/1/2011 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9/1/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፐስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን

4 ናይ ጨረታ ነፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 ንፅሬት አቁሑት 3000 ቅርሺ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ከትሕዝ አለዎ

5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ 

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታወይ በሪ 

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ