ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

1 ሰለዚ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 28 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 8 መስከረምያ 2011 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታል ቅድሰተ ማርያም ኣክሱም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ነብሰከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቅድስቲ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕን ሕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክተቅረቡ ትክእሉ

2 ንመሰርሒ ህንፃ በዘ ተወሳኪ እሴት ታክስ እንትከዉን ካልኦት ንበረት ግን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንዝኮንኩም ጥራሕ

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ

4 መለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪዘለኩምቅዳሕእተቅርቡን

5 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ ጥራሕ

6 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃን ዝዉገዱ ንብረትን 3000 ቅርሺ እንትከዉን ንካልኦት ንበረት ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ማለት እዉን ብስፒኦ ባንኪ ጋራንቲ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ ትክእሉ

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 3:45 ንጉሆ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሐት ፅሬት ደንቢ ክዳን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ እንትከዉን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 3:45 ድማ መሳርሒ ሕትመት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ዝዉገዱ ንበረትን ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል ቅድስቲ ማሪያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ጨረታ ዝክፈተሉ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሐት ፅሬት ደንቢ ክዳን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ እንትከዉን ድሕሪ ሰዓት 9:15 መሳርሒ ሕትመት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ዝዉገዱ ንበረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ መከበሪ ጨረታ ኣማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከም ዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ

8 ዝዉገድ ንብረት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግበሪ ኣየድልን

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ መፅዓኒን መራገፍን ናብ ሆስፒታል ቅድሲቲ ማሪያም ኣክሱም ከቅርብ አለዎ

10 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ዘትሕዝ

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን እንተዘይሃልዩ ስርዝ ድልዝ እንተከይኑ ተቀባልነት የብሉን

12 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ከምእዉን 25 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212