ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

1 ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 22 /12/ 2010 ዓም ክሳብ 08/ 01/ 2011 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ቁፅሪ ክፍሊ 04 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 08/ 01/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 08 /01/ 2011 ዓም ሰዓት 9:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝትረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይቀሪቦም ብዘይኣለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344470092