ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት/VAT/ተመዝጋቢ ኮይኑወርሒሓምለ 2010 ዓ/ምናይቫትዲክለሬሽን: በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲፍቃድ2010 ዓ/ም: መፍለይቁፅሪTIN/ ናይግብሪ/ ከፋላይ ሰርተፊኬት ከምኡዉን ዝተሐደሰ ናይ 2011 ዓ/ምመቅረባየነት ሰርተፊኬት ከቕርብዝክእል:: ኣብግሪነሪ ኣወደ ስራሕ እትሳተፉ ድማ እቲ ኣብላዕሊ ዝተጠቀሰ ከምዘሎ ኮይኑ ብተወሳኪ ናይዳኣንት ሰርተፊኬት ዘለኩም ኣብደቀቅቲ ብርኪ ትካል ጥራሕ ዝኮንኩም

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤትፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርንቢሮቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/12/2010ዓምጀሚሪ 1/13/2010ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓትብ ምምፃእ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 20 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅጨረታ 1/13/2010ዓምልክዕሰዓት 11:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ 2/6/2010 ልክዕ ሰዓት 3:30 ይክፈት

4ተጫረቲናይጨረታመከበሪንግሪነሪሎት 1 15000 ንግሪነሪንሎት 2 መከበሪጨረታ 3000 ንኤሌክትሮኒክስሎት 3 15000 ንቤት ፅሕፈትመሳርሒሎት 4 6000 ንፅሬት ኣቅሑትሎት 5 4000 ብር ብስፒኦ ወይም ብጥር ገንዝብ ከቅርብ ዝክእል

5 ቤት ዝወፀስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸመማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራናቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344416284ወይ 03 48 419041

ደዊልካ ምሕታት ይከኣል