ማሕበር ባህሊ ትግራይ

1 በዝሒ ኣዲት ዝግበር ሓቃፊ --- 6
2 ኦዲት ሪፖርት ብትግርኛ --- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ -- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ
4 ነዙ ስራሕ ትሰርሑሉ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/12/2010 ዓም ክሳብ 24/12/2010 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከትእትዉ ንሕብር
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 እዩ
6 ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቑፀር
7 ሰዓራይነቱ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ
8 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይንግደድን
9 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ
10 ቲን ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ
11 ኣብ ካሊእ ዘይምነግስታዊ ትካል ኦዲት ምስርሑ መረጋገፂ ዘቅርብ