ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2010 ፍቃድ ንግዱ በቢ ዘርፉ ዘሐደሰን

2 ዝተሐደሰ መቅርባይነት ናይ 2010 ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

4 በዘይካ ናይ ጉልበት ፅገና መኪና ጋራጅ ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ንናይ ኣንእሽተይ መኪና ጎልበት ፅገና መረዳእታ ብቅዓት መረጋገፂ እንተነኣሰ ደረጃ 1 ዘለዎም

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቴም ዕደጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

7 መክበሪ ጨረታ ንናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ እቶም ዝተረፉ ግን 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ንብረት ብናይ መቅረብቲ ወፃኢ ዝጎዓዝ እንትከዉን ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለከ አታዊ ይግበር

9 እቲ ጨረታ 7/1/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 7/1/ 2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም ብዛይ ምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

10እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 / 0345550672 ደዊልኩም ሕተቱ