ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን: መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን /TIN/ ምስክር ወረቀት ዘለዎን

2 ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ተወሳኪ እሴታ ታክሲ ዲክለሬሽን ከቅርበ ዝክእል

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ን 5000 ቅረሺ ብሰፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ዝኮነ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ሰዓሪ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ናብ ወረዳ ፀለምቲ ትልምን ፋይናንስ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1 ብሰዓት ስራሕ ጥራሕ ምዉሳድ ይከኣል

7 ዋና ሰነድ ጨረታ ምሉእ ሰነድን ቅዳሕን ብምግባር ኣብ ሐደ ፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ሳንዱቀ ጨረታ ኣታዊ ይግበር

8 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ነሓሰ 2010 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ናይ ጨረታ ሕጊ ዘማለእ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

10 ካብ ተጫራታይ በዝሒ ንብረት ወይ እዉን መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ እዉን ክቅንስ ይክእል እዩ

11 ተጫረቲ ዘእተዉዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን45 መዓልቲ እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0346620283 /0346620221