ማሕበር መናእስይ ትግራይ

             ን ካልኣይግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግልጋሎትዝዉዕሉናይኤጋ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪ/ቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  3. ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  4. ናይቆሮቆሮኣቕሑተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩምናይዚወርሒድክለሬሽንዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
  5. መክበሪጨረታብር5000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
  6. ጨረታዝጋወሐሉዕለት19/09/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት30/09/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትግራይይኽፈት::
  7. ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50 እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕሰዓትክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት19/09/2007ክሳብዕለት 30/09/2007ሽም "ኣድራሻፌርማ  "ማህተምንብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
  8. አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
  9. መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
  10. ካብቲዝፍፀምግዝኢት  20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
  11. አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲምኮኑክፈልጥአለዎ::
  12. ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
  13. ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን::
  14. መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::