ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም 

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2010 ዓም ዲክለር ከቅርብ ዝክእል 

4 ናይ 2010 ዓ/ም መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል:: 

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፕኦ 10000 ከቅርብ ዝክእል 6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን 6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ ን 10ተ ወርሒ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል 

7 እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ይሕብሩልና 

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ 

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ 

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ 

11 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ:: 

12 ናይ ምግብና አቁሑት ጨረታ ዕለት 17/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914003441 ምድዋል ይካኣል እዩ