ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳእታ ቲን ናምበር ማለት እዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 6 ወርሒ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታን ዝተሐደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእል

5 ናይ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ንሻል ኣብ ዝተዳለዉ ናይ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፈሊ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 2 ነሓሰ 2010 ዓም ን 15 መዓልቲታት ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን 17 ነሓሰ 2010 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅሚ ቀትሪ ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ብዘቅርቦ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

9 ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም ተተረኪቦም ናይ ሰዓራይነት ደብዳቤ ካብ ዝተዉሃቦም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩን ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ማ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታልቲ መዓልቲታት ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ከቅርቡ ግዴታ አለዎም

10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ 42 ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

12 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344400451 0344404715