ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ናይ ብግሪ ዝከፈልክምሉ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወርሒ ጉንበት 2010 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 ንግልጋሎት ፅገናን መኪናን ሰርቪስን ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩም መኽበሪ ጨረታ ብር 30,000 ዓበይትን ኣናሽተይን መኪና ፅገና ሰርቪስ ማለት እዉን ጋረጅ ንምድብ ክልተ 10,000 /ሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ሸራ በነር ስራሕቲ ብ ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::

6 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተአሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ኮይኑ ናይ ተጫረቲ ጋራጅ ግና ናይ ቴክኒክ ዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

7 እቲ ጨረታ ካብ ሓምለ 2/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 17/11/ 2010 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

8 መሸነፊ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ወይ ከዓ ሳምፕል መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ናይ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቕርብ ይግባእ አብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ከይሓወሰ ዘቕረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰሉ ይዉሰድ::

9 ተጫረቲ ትካላት ብዝርዝር መረዳእታ ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ብፍላይ ሐፈሻዊ ጋራጅ ዝተማለአ ምካኑ ብበዓል ሞያ መካኒክን ቴክኒክ ኮምቴ ተረጋጊፁ ክሓልፍ ዝክእል

10 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30 / 2010 ዓም ንዝቀረብሉ ናይ ፅገና ሕቶ ብግብኡን ብእዋኑን ብዉዕሊ መሰረት አገልግሎት ክህብን ይምረፅ

11 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 60 መዓልቲ ይከዉን

13 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተዋሰኪ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344404715/0344400451ምድዋል ይከአል::