ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድን ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግበሪ ከፋልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሞያ ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘቅርብ

4 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርብ

5 ንመንግስቲ ካብ ንዊዝሆልዲንግ ንምክፋል ዝትገለፀ ብርን ንላዕለን እትቀርብ 2% ዊዝሆልዲንግ ታክስ ክቁሮፆ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 3000 ብር 7 ተጫረቲ እዚ ምልካታ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 06/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ መዉሳድ ይክእሉ

8 ጨረታ 06/11/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመለከቱ ንተወሳኪ 0344430057