ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዲክላረሽን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 17/9/2010 ዓም ዘይምለሰ 50 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ

3 ጨረታ መከበሪ ንግሪነሪ ስራሕቲ 7000 ቅርሺ ናይ ጎዳና ተክልታት 8000 ቅርሺ ደንቢ ክዳን 5000 ቅርሺ ንፈርኒቸር 5000 ቅርሺ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/10/ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል