ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብኣብወረድኡንዝርከባአብያተ ፅሕፈትንግልጋሎትዝዉዕልናይ ተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ

1 ናይ2010 ዓምዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ግብሪ ዝከፈለ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ቅዳሕ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢትን ሚያዝያን ሒሳብ ዘወራድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክሉ

4 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 28 ጉንበት 2010 ዓም ካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንዘይምለስ50 ቅርሺእናከፈልኩምሰነደጨረታብምዉሳድናብዝተዳለወሳንዱቅጨረታብዝተዓሸገፖስት ዋናን ቅዳሕንምእታዉይከኣል

5 መከበሪጨረታተሽከርከርቲ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት5000 ቅርሺ : ንቤት ትምህርቲ ቤተ ፈተነ ኣቅሑት 2000 ቅርሺ : ንሕትመትስራሕቲ2000 ቅርሺብጥረገንዝብወይድማብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦከትሕዝዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንክኣስር ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር

7 መከበሪዉዕሊ ጨረታ10 ሚኢታዊካብጠቅላላናይዝሰዓሮንብረትዋጋብጥረገንዝብወይብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦከትሕዝዝኸእል

8 እቲ ጨረታ 28ጉንበት2010 ዓምሰዓት8፡00 ድሕሪቀትሪተዓፅዮበቲዕለት 28ጉንበት2010 ዓምሰዓት8 ፡30 ድሕሪቀትሪኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንከተማ ዶሃንባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዘተረከብሉይክፈት

9 እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ

ንተወሳኪሓበሬታ0343450110 / 0343450112 ደዊልካምሕታትይከኣል