መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

ተቁ ዓይነት ንብረት መዐቐኒ በዝሒ ንፅል ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ ቦታ
1 ናይ መንደቅ 3 2000 ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ እምኒ መቅረባይነት ዘለዎ ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ እና ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጅናል እና ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 4/5/2018-22/5/2018 ኣፊ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ICI BU ዕደጋ ቐረብን መምርሒ እንቐረቡ ክዕድጉ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ብር 30,000.00 (ሰላሳ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ::ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

4 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 4/5/2018 ክሳብ 22/5/2018 ኣ ፈ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ኣብ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ መቐለ ኣይ ሲኣይ ቢዝነስ ዩኒትን ኣብ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካን ዝርከብ ፕሮጀክት ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 22/5/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብዕለት 24/5/2018 ሰዓት 8:30 ናይ ድሐሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ መቐለ ኣይ ኣይ ሲኣይ ቢዝነስ ዩኒት ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ አይክእልን

7 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

8 ተጫረቲ ናይ ናይ ትራንስፖርት : መፅዐንን መዉረድን ክፍሊት ባዕላቶም ይሽፍኑ

9 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ ዕለት ጀሚሮም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ክልተ ወርሒ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርቡ ይግብእ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ጨረታ ዘተሐዝዎ መክበሪ ናብ ትካልና ኣተዊ ኮይኑ ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ

10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ