ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ምልክታግልፂጨረታ

ቀፅሪ-20

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ (ቴሌቭዝን ኮምፒተርን ካልኦት )ኣቅሑት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  4. ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/   መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት05/ 09/ 2007 ዓምክሳብዕለት 21/ 09/ 2007 ዓ/ም ንነብሰ ወከፍ ሰነድ 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታ ብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መከበሪጨረታ2% ካብቲጠቅላላዘእተዉዎዋጋ  ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት 21 /09 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 8:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860 ምርካብይካኣል::