ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን

ጨረታ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/8/2010 ተቁ ዓይነት ንብረት መዐቀኒ በዝሒ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ 1 ቴንዲኖ በዓል 14 ቁፅሪ 3000 2 ቴንዲኖ 20 ቁፅሪ 100

1 በቲ ዘርፊ ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ዝተመዝገበ ኮይኑ VAT ምዝገባ ሰርቲፌከትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም VAT ድክሬሽን ከቅርብ ዝክእል 

4 በቲ ዘርፊ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑ ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ ብር 100 እናከፈልኩም ካብ ማሕበርና ኣብ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117 ካብ ዕለት 12/6/ 2010 ዓም ክሳብ 22/08/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ 

6 ዝቀርብ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ አርጅናል ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ ኣብ ልዕሊኡ ናየ መቅረባይ ሙሉእ ሽም ናይቲ ትካል ኣድራሻ ስልኪ ቁፅሪ ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምካኑን ናይዚ ማሕበር ሽም ክሕብር አለዎ 

7 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መከበሪ ጨረታ ብር 20000 ብሽም ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፐ ሓፂን ዕንፀይትን መቐለ ብ ስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዩና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርበ ዝክእል 

8 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ማሕበርና በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዕለት 22/8/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንስ ዕለት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉዝከፈት ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን 

10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክክዉን አለወ ተዛይኮይኑ ቫት ከምዝሐወሰ ርዱእ ተገየሩ ይዉሰድ 

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ይከዉን 

12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ማሕበርና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት ዓቐን ወይ ዋጋ ከምእድላይነቱ ካብ ነብሰ ወከፍ ነፀለ ኣቅሓ ክሳብ 20% ክቅንስን ወይ ክዉስክ ይክእል እዩ

14 ሰዓራይ እቲ ዘቅርቦ ንብረት ብብዓል ሞያ ወይ ብዝምልከቶ ኣካል ተፈቲሺ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ይከዉን ንተወሳኪ ሐበሬታ 034 241 0233