ማእከል ቤት ህንፀት ውቕሮ

1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዘመኑ ዘሐደሰ ግብሪ ዝከፈለ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር : ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ማተኔላን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለሬሽን ዝገበረን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

5 መክብሪ ጨረታ ንናይ ህንፃ መሳርሒን ብር 8000 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ብር 5000: ንማተኔላን: ፈርኒቸር ንሕድሕድ ብር 3000 : ንወራጅ ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስ ንሕድሕድ ብር 2000 ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ

6 ጨረታ ዝዝርገሐሉ ዕለት 16/8/2010 ዓም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/9/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 3 ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንናይ ህንፃ መሳርሒን : ብር 50 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : ማቴኔላን ንሕድሕድ ብር 30 : ንወራጅ ሞራለን ባህርዛፍ: ቀለብ እንስሳት ሕድሕድ ብር 20 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ

8 ናይ መኪና ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ናይ ዋንነት ዝገልፅ ሊብሬን ካልኦት ሐገዝቲ ዝኮኑ መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርብ

9 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል

10 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል