ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ምልክታግልፂጨረታ

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት  2007 ዓ/ም ካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነት ኣቅሑት ኢነርጃይዘር ባትሪ በዝሒ ብቁፅሪ 5000 ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  4. ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/   መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት20/ 08/ 2007 ዓምክሳብዕለት06/ 09/ 2007 ዓ/ም  30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
  7. መከበሪ ጨረታብር 2% ካብቲ ጠቅላላ ዘአተዉዎ ዋጋ ብ CPO   ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት 06/ 09/ 2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለ::
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየት መግለፂጥራሕይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860 /0914704331   ምርካብይካኣል::