ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በብንግዲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም በጀት ግብሪ ዝከፈለን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለይ ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁዕሪ 5 ኣብ ስራሕ ሰዓተ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝተመዝገብን ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ሒሳብ ዘወራደርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንመሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ንኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ: ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ኣቅሑት ኣዎቶሞቲቭ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ካብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ዝተዉሃበ ናይ መቅርባይነት ወረቀት ምስክር ዝተሐደሰ ዝሐዘ ኮይኑ እቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 30 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓተ 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ናይ ባዕለ ዋና ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አታዊ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ እቲ ሳንዱቅ ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እቲ ጨረታ ይክፈት ኮይኑ ግና ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ እንተዘይተረኪቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፍት ዝእግድ የለን

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ብድምፂ ወያና ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሪ ንተካታተሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲት ይፀንሕ

8 እቲ ጨረታ ሰዓርቲ ምካኑ ምስተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ቅሬቶም የቅርቡ

9 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ሰዓረይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ጠቅሊሉ ኣታዊ ዝገበር

10 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፀሪ ስልኪ 0347753134