ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ማይ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ : ሕትመት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ኣገልግሎት ምግቢ : ናይ ምግቢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ መጎጎ :ቀላሚጦስ :ኣቅሑት ኮንስተራክሽን ኣቅሑት : መደቀሲ : ኣቅሐት ፅሬት : ጀነሬተር ፅገና ናይ ማሽናት ፅገና :ስርቪስን ናይ መኪና ፅገና ክከገዝእ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎም

2 VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅረቡ ዝክእሉ

33 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱ ተወዳዳረቲ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

44 እቲ ጨረታ ንምስታፍ ዝኮን ሕጋዊ ነጋዲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብቆንቆ ትግርኛ ብግልፂ ብፅሑፍ ክቀርብ አለዎ

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ 27 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 12 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 400 ዘይምለስ ካብ 10 ክሳብ 50 ብምክፋል ነቲ ሰነድ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርት ስልጠናን ክልል ትግራይ ደጋፋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ክወስዱ ይክእሉ

6 ተጫረቲ መጠን መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPOን ካብ 1000 ክሳብ 15000 ሽሕ ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

8 ነብሰወከፍ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ መቐለ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 333 ሰነድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክእተዉ አለዎም

9 እቲ ጨረታ 12 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ መቐለ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 333 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

11 ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 በዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ በዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅን መምርሒን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን

12 ቤት ፅሕፈትና 20% ካብ ሕድሕድ ኣይተም ናይ ምውሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948536208 0914290593 0914703557 0345591505 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ