ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ግልፂጨረታ

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይዝተፈላለዩዓይነትንብረት

  • ሬድዩ መራከቢ
  • ሞተር ብስክሌት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቂታት
  • ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ

ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::

1 ተወሳኺእሴትቫትተመዝጋቢዝኾነ : ወርሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታ ምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::

3  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/Tin NO/ ዘለዎም ምስ ዋጋ መምልኢ::

5  ጨረታመኽበሪ

  • ሬድዩ መራከቢ  50000.00 ብር
  • ሞተር ብስክሌት  5000.00 ብር
  •  ናይ ስፖርት ዕጥቂታት 15000.00 ብር
  • ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ 3000.00 ብር ከትሕዙ አለዎም::  

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ  5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእሉ::

7  አሸነፍቲተወዳደረቲዝሰዓርዎንብረትኣብዉሽጢ 45 መዓልቲ ንሬደዩን ሞተር ሳይክልን ነቶም ካልኦት ድማ 30 መዓልቲ ብናይ ባዕሎምመጎጎዓዝያ ከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስ/ቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲ ንሕድሕድሰነድ 50.00ቅርሺብምኽፋልወሲዶምዝመልእዎጨረታጨረታካብዕለት 29/ 07 /2007 ዓ/ም ክሳብ 13/08/ 2007  ዓ/ምሰዓት  8:00 ቐትሪ አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:00 ተዓፅዩ  8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊወኪሎም  አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ:

11 እዚ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

11  ንተወሳኺሐበሬታ ብስ/ቐፅሪ  0344406577 ደዊሎም ወይከዓብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::